Skip to main content
Yoursafe TI Help Center home page
  • Submit a request
  • Sign in
  • Sign in
  • Submit a request
  1. Yoursafe TI
  2. ብ COA ዝድገፍ ኣካውንት

ብ COA ዝድገፍ ኣካውንት

ኣስተውዕል፦ ዝበለጸ ኣገልግሎት ንምርካብ፡ ናብ ኣካውንትካ ንምእታው ብኮምፒዩተር ወይ ላፕቶፕ ጌርካ ኣብ www.yoursafe.com ክትጥቀም ንመክር። እዚ ክፋል እዚ፡ ኣካውንት Yoursafe ብምትእምማን ንምጥቃም ክትጅምር ዘድልየካ ኩሉ ይህበካ። ኣብዚ ዓይነታት ኣካውንትካ፣ ካርድኻን ኣፕሊኬሽንካን ከመይ ጌርካ ከም እትጥቀም፣ ከምኡ’ውን ሓገዝ እንተደሊኻ እንታይ ክትገብር ከም ዘለካ ዘረድኡ ሓጸርቲ ጽሑፋትን ቪድዮታትን ክትረክብ ኢኻ። ኩሉ ሓበሬታ ኣብ ሓደ ቦታ ስለዘሎ ፋሕ ኢልካ ክትደሊ ኣየድልየካን እዩ። ካብቲ ናይ መጀመርታ ካርድኻን PIN (ስቱር ቁጽሪ)ን ምቕባል ጀሚሩ፣ ኣብ ድኳናት፣ ኣብ ኢንተርነት ወይ ኣብ ወጻኢ ሃገር ክፍሊታት ክሳብ ምፍጻም ዘሎ መስርሕ፡ እዚ መምርሒ ነፍሲ ወከፍ ስጉምቲ ብቐሊል መገዲ የርእየካ። ከምኡ’ውን ከመይ ጌርካ ውሕስነትካ ከም እትሕሉን ቪዛ (Visa) ምስ Yoursafe ብኸመይ ከም ዝሰርሕን ክትርዳእ ኢኻ።

  • ስለ ኣካውንትካ ናይ COA (ንኣባላት COA)
  • ናይ ዴቢት ካርድካ (Debit Card) ናብ Apple Wallet ምውሳኽ (ንኣባላት COA)
  • ናይ ዴቢት ካርድካ (Debit Card) ናብ Google Wallet ምውሳኽ (ንኣባላት COA)
  • ኣካውንትካ ብኸመይ ደረጃኡ ክብ ተብል (Upgrade) (ንኣባላት COA)
  • ኣፕሊኬሽን (App) Yoursafe ብኸመይ ተውርዶን (Download) ትጽዕኖን (Install) (ንኣባላት COA)
  • ካርድ Yoursafe ኣብ ድኳናትን ኤቲኤም (ATMs) ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ (ንኣባላት COA)
  • ፍልልያት ኣብ መንጎ ኣካውንትታት Card Only፣ Limited ን Basic ን (ንኣባላት COA)
Yoursafe TI
العربية Deutsch English (US) Español فارسی Français Nederlands (Nederland) Русский Soomaali Türkçe